ካብ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ዕፃ ኣውፂኦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ቂርቆስ ካብ ከባቢ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።
ኣብ ውሽጢ ስዱሽተ መዓልቲታት ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ 742 ተለዓልቲ…