ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳን ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳንኣኹሉ መዳይ እትገብሮ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም።
ኣብ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝዝቲ ጉባኤ መራሕቲ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ፣ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ፣…