Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ኣቃሊሖም-ለገሰ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ምቅልሖም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ብዘት ኣብ ኣሜሪካ ነባሪ ብዝኾነ ግዱስ በዓል ሃፍቲ መምህር ሓዱሽ ደብረፅዮን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብታ ከተማ ፈላማይ ኣካዳሚ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መበል 117 በዓል መዓልቲ ሰራወዊት ምክልኻል ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ። ብመሰረት እዚ በላይ መንገሻ፣ ኡስታዝ ጀማል በሽር፣ መሓመድ ቢን መሓመድ ኣል ኣሩሲ ከምኡ እውን ጋዜጠኛን ደራሲን…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ከምትርከብ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ኣብ ኣዘርባጃን ባኮ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29÷ ኢትዮጵያ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ኣብቲ…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ተኻይዶም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ተኻይዱ።…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል "ብፈተናታት እናተሃነፀ ዝመፅአ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ዝነበሮም ፃንሒት ዝዛዘሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት እውን ሓቢሩዎም ከምዝርከብ ሓበሬታ ቤት…

ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ብስሩዕ ፕሮፐግራም ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩንቨርስቲታት ትምሀርቶም ምክትታል…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝሳተፍ ዘሎ እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ቀጣና ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ…

መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምኻን ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ ሓለፍቲ አሀወፅቲ ማሕበራት ምሰራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ…