ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህቡ ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ንዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህብ ከምዝፀወዐት ተሓቢሩ።
ምክትል ሚኒስትር ሃጅን ጉዳያት ሃይማኖትን ታሊባን ኣዚዙርማን መንሱር ንመበርሂ ዝተፀውዑ÷ ኣብ ቴህራን ኣብ…