ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 85 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ከተማ እንጅባራ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባላት ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ Desta Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ህንዲ ኩምብ ሜላ ፌስቲቫል ብምኽኒያት ምብዛሕ ሰባት ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዕግርግር ህይወቶም ንዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ 'ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ከካይድ ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ዓለም ለኸን ህዝቢን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ፓርቲ ኤ ኤን ሲ ደቡብ አፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 አዲስ አበባ፣ ጥር 23፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣሕዋት ፓርቲ ኣባል ሃገር ብሪክስ ብሄራዊ ፓርቲ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ (ኤ ኤን ሲ) ደቡብ አፍሪካ ኖጦሉ ኪይቬት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡ ኖጦሉ ኪይቬት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንበፅሑ ሚኒስትር ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ኣቦ ወምበር ዩናይትድ ፓርቲ ራሺያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ ወምበር ኣሕዋት ፓርቲ ኣባል ሃገር ብሪክስ ዩናይትድ ፓርቲ ራሺያ ዲ .ኤ ሜዴቭዴቭ ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ኣቦ ወምበር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንበፅሑ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ልምምድ ይገብር ኣሎ Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣወሃህባ ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ዘምረሐ ጉጅለ ወሃቢ ቅልጡፍ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ(ስዋት) ልምምድ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ኣብ ከተማ ኣልሩዋይ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ቻሌንጅ ስዋት ኢዩ ልምምድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ኣደሚሙኒ-ዌላርስ ጋሳማጌራ Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘደምም ከይዲ ለውጢ ከምእትርከብ ምዕዛቦም ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት (ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌላርስ ጋሳማጌራ ገሊፆም። ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዌላርስ ጋሳማጌራ፥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓማስ 8 ተዓገትትቲ ሰዲዱ Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓማስ ብመሰረት ዝተኸተመ ውዕል ስምምዕነት ደው ምባል ተፃብኦ ሸሞንተ ተዓገትትቲ ከምዝሰደደ ተገሊፁ። እቶም ተዓገትትቲ እንትስደዱ ኣብ ቴል ኣቪቭ ብዓብዪ ስክሪን ዝረኣዩ ብዙሓት እስራኤላውያን ታሕጓሶም እንትገልፁ ከምዝነበሩ ይረአ ነይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈር ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን…