ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዞባዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን ብፍላይ ድማ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ብምስራሕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ስለዝተሰርሐ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብቲ በጀት ዓመት ገበን ተንከፍ ጉዳያት መሰረት ብምግባር ኣብ ዘካየዶ ዝርዝር ፍተሻን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ዝተሓንፀፀ ትልሚ ብግቡእ ምትግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ዘሳግርን ህዝቢ ተረባሒ ዝገብርን ስራሕ ንምትግባር ትልሚ ብሓላፍነት ምፍፃም ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደሮች ሓላፊነቶም ብትግሃት ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብትግሃት ክዋፅኡ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ሃገር ምውካል ብዪ ክብሪ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቶም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ኣትሒታ ምፅናሓ…
ስፓርት ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ክልተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 3 ደቒቕን 35 ሴኮንድን ምስ 21 ማይክሮ ሴኮንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ህዝቢታት እቲ ተፋሰስ ዓብዪ ተስፋ ዝገብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሃገራት ተፋሰስ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ስዒቡ ዝመፅእ ምጥያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ሃፍቲ ብምቑጣብ፣ ንግቡእ ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 195 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ካልኦት 200 ሰባት ድማ ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ…