ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ምሃብ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ መቐለ ክጅመር እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓዱሽ ፓስፖርት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ኲናት ኣገልግሎት ፓስፖርት ጠጠው ኣቢሉ ዝፀነሐ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤትፅሕፈት መቐለ÷ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ኢነርጂን ነዳዲን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ጅማ በር ቶታል መዕደሊ 20 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምቕዳሕ ናብ ኣሶሳ እናተጓዓዘት ነበረት ሲኖትራክ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፎርም ዓውዲ ሕርሻ ውሕና ምግቢ ዘረጋግፅ ለውጢ ከምዘምፀአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብዝተገበረ ሪፎርም ውሕስና ምግቢ ዘረጋግፁ ጭቡጣት ስራሕቲ ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፅኡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን “ዓሚቕ ዓቕሚ ዓውዲ ሕርሻ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ቢሮ ጥዕና ክልላት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ÷ እቲ መድረኽ ሕድሕድ ንምምህሃር፣ ተግባራት ብምግምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣብ ዓውዲ ኦዲት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኦዲተር ፌዴራል ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ምስ ሓላፊ ትካል ዋና ኦዲተር ሕቡረታ ኤሚሬታት ዓረብ ሓሚድ ኣቡሺቢስ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ክልቲኦም ትካልት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ኦዲትን ተዘመድቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ትካላት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ ኤልኢዲ ኣምፖላትን መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጡን ትሕቲ ደረጃ ፅሬት ዝኾኑን ኤልኢዲ ኣምፖላት፣ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ዋየር ፍርያትን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዕዳጋ ዝተወሰደ ናሙና ብዝተገበረ 3ይ ወገን ፍተሻ ላቦራቶሪ…
ስፓርት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ – ኣትሌት ታምራት ቶላ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ ክብል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብሕታዊት ሜዳሊያ ወርቂ ዘምፀአ ኣትሌት ታምራት ቶላ ገሊፁ። ኣትሌት ታምራት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ እድሪስ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ብሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ፋኦ ዘቲዮም Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ትካል ምግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ማክሲሞ ቶሬሮ(ዶክተር) ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ተመሪቐን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተመረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ…