Fana: At a Speed of Life!

ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ዓለም ለኸ ፃዕሪታት ውፅኢታዊ ንክኾኑ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ግደኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ተገሊፁ። ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን ምስ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ዕብየት፣ ሚኒስቴር ግብርናን…

ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 8 ክሳብ 9 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ ፎረም ፍሪያትን ኣገልግሎትን ኢሉእውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።…

ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ። 26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…

ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 21 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ካምፓላ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ክሳብ ሕዚ ህይወት 21 ሰባት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ። ኣብታ ከተማ ኪቲዚ ብዝተብሃለ መጠራቐሚ ረሳሕ ነበርቲ ኣብ ዝደቀሱሉ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት፥ ኣብ ልዕሊ…

ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። “ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…

1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ እቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተረከቦም ሎጃትን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእትዎም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሮጀክት ገበታ ንገር ተሃፆም ኣብ ትሕቲ ሆቴል ስካይ ላይት ክመሓደሩ ዝተረከቦም ሎጅን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዝኣትዉ መካየዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡ ሪዞርት ሃላላ ኬላ፣ ሎጅ ዳና ዝሆን ጨበራ፣ ኢኮ…

መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕፀዊ ስነ-ስርዓት መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ 80 ሺሕ ተመልከትቲ ኣብ ዘተኣናግድ ብሄራዊ ስታዲየም ስታድ ደ ፍራንስ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4 ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ፡፡ ባንዲራ ኦሊምፒክ ድማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 መበል 34 ፀወታ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ውሕጅ 16 ሺሕ ወገና ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ክሰፍሩ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዶግዓ ብዝወቕዐ ልዑል ዝናብ ምኽንያት ኣብ ወረዳታት ጎግ፣ ላሬ፣ ጆርን ዋንቱዋ ኣብ ዝርከባ ቀበሌታት ምዕልቕላቕ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ኣመራርሓ ስራሕ  ስግኣት ሓደጋ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ እውም ልዕሊ 16…