ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ብምባል ብፍላይ ልውውጥ ንግዲ ብዕፅፊ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ብተወሳኺ ዞባዊ ምትሕብባር ንምጥናኻር…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ብውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። ኣብቲ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 3 ሺሕን 512 ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕገዊ ተግባራት ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ ነጋዶን ትካላትን ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ሓበራዊ ኮሚቴ ፀረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወታደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ሩሲያ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ዩክሬን ናብ ግዝኣት ሩሲያ ብምእታው እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቮሎድሚር ዜለንስኪ ገሊፆም። ዘሌንስኪ ንፈለማ እዋን ወታደሮም ኣብ ምዕራባዊ ሩሲያ ጠረፍ ግዝኣት ኩርስክ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ዘረጋገፁ እንትኾኑ፥ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ኣብ እዋኑ ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ተባሂሉ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ብኣግባቡን ኣብ እዋኑን ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንምክልኻል ዘኽእል መድረኽ ዘተ ትካላት ኣገልግሎት ፋይናንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዓውዲ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ 2016 ዓ.ም ዝነበረ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዳሽንን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳሽን ባንክን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም። ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዳሽን ኣይተ ጥበብ ሰለሞን፥ እቲ ዞባ ንተጎዳእቲ እግሪ ንምትካል ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢዶም። ባንኮም ነቲ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሜክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን-መንግስቲ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ይዛዘም ኣብ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ ተገሊፁ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ሃዋሳ ኣብ ልምምድ ስሩዕ ስልጠና ዝነበረ ናይ ተምሃሮ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዘጋጠመ ፀገም…