ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን” ኣጀሚሩ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን" ኣጀሚሩ። ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀት ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን ምዝዛሙ ስዒቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩ ኣብ ዞባ ወላይታ ወራዳ ሶዶ ጣቢያ ሾላ…
ቢዝነስ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገበረ ናይ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢሉእውን ብሄራዊ ባንኪ ዝገብሮም ዘሎ መመሓየሺታት ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ ካብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)19 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብቑፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ህዝቢ ህላወና ክነውሕስን ክነረጋግፅን እንተኾይንና ብምህዞን ፈጠራን ዓርስና ክንሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ምሁዞን ፈጠራን ዝነጥፉ ዘለዉ ሰብ ሞያ ፀገም ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ንዝገብርዎ ዘለዉ ግደ ክነኣዱ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝግባእ ሓገዝ ከምዝግበረሎም ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘህንፆ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ዲዛይን ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ ዳር ከቲሙ Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘህንፆ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ዲዛይን ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ ዳር ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ጥቓ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ኣቡሴራ ዝተብሃለ ከባቢ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኮሙኒኬሽን ሓሳባት ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ወርዓት ኮሙኒኬሽን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሓሳባትን ዓቕሚታትን ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ስሩዕ ስፔሻላይዝድ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ጥዕና ምብራኽ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኩለ መዳያዊ ናይ ጥዕና፣ ዝተመጣጠነ ምግቢ፣ ቁፅሪ ህዝቢ፣ ቁፅፅር መድሓኒት፣ ምክልኻል ገበንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ሁዋዌ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናዊ ኣፍራዪ ኤሌክትሮኒክስ ኩባኒያ ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምምሕያሽን ንምዝማንን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምስ ፕሬዚዳንት ህዋዌ ኣብ ዞባ ምብራቕና…