ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት ረቂቅ በጀት ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ረቂቅ በጀት 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበረሉ።
ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…