Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ፤ ''ትካላት ሃይማኖት ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ…

ውሕመ ብጎንፂ ንዝተጎድኣ ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር ከምዝሸርኽ ገሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ጎንፂ ተተሓሒዙ ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ብግቡእ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ስራሕቲ ክትትል ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቀዲ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብኲናት ዝዓነወ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንምሕዋይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ ሕብረተሰብ ተሳታፋይ ክኸውንን ኣይተ…

ሩሲያ ሓሙሽተ SU-27 ዝዓይነተን ተዋጋእቲ ጄታት ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፈወቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ SU-27 ተዋጊ ጄታት ከምዘዕነወት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እተን ተዋጋእቲ ጄታት መጥቃዕቲ ዝፈፀመት ብኢስካንደር-ኤም ሚሳኤላት ከምዝኾነ ዝሓበረት ሩሲያ÷ ኣብ ክልል ማእኸላይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ሰለስተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ኣብ ዓውዲ ምውፋር ስራሕጠሚቱ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ። ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ…

መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ብጥንቃቐ ንክመርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብ መዓልኡ ምውዓሉን ንረብሓ ህዝቢ ምርግጋፁን ጥቡቕ ክትትል ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ስለዐን ምምሕዳርን ባጀት 2017 ዓ.ም ዝጠመተ…

ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ፍሉይ ልኡኽ እታ ሃር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ ኒትዝሺከ ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን እወንታዊ ጉርብትናን ቀጣናዊ ምርግጋዕን ኣብ ግምት ብምእታው መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ምስምዕምዐን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብኣመዓራራይነት መንግስቲ ቱርኪ ዝተሳለጠ ዘተ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ተምሃሮኦም የመርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ የመርቑ ኣለዉ። ዩኒቨርሲቲ ጅማ÷ ብስሩዕ፣ ክረምታዊ፣ ምሸታዊን ርሕቀትን መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ብተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ…

ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወፍሪ፥ ክታበት ንዘይጀመሩን ጀሚሮም ዘቋረፁን ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። ልዕሊ 1 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝገብርን ነቲ ወፍሪ ዘድልዩ እታዎታት…