ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ተምሃሮኦም የመርቑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ የመርቑ ኣለዉ። ዩኒቨርሲቲ ጅማ÷ ብስሩዕ፣ ክረምታዊ፣ ምሸታዊን ርሕቀትን መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ብተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወፍሪ፥ ክታበት ንዘይጀመሩን ጀሚሮም ዘቋረፁን ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። ልዕሊ 1 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝገብርን ነቲ ወፍሪ ዘድልዩ እታዎታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)11 ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚረን፡፡ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነዓ ያደታ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሚዲያታትን ንዘላቒ ሰላምና” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ኣብ ዘዳለውዎ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ናብ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቀሪቡ ኣብቲ ስርዓት ኣሰራርሓ ተወሳኺ ሓሳባትን እታወታትን ብምውሳኽ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ…
ስፓርት ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ። ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Desta Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ 72 ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ድኤታ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣቦ መንበር ስራሕ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር)፥ ከምኡ ውን ፕሬዚዳንት ራያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ውፅኢታት ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ የረጋገፅ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእከላዊ ኢትዮጵያን ናይ ዝተገበሩ ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ ጊዚያዊ ውፅኢታት የረጋገፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ኦፕሬሽን እቲ ቦርድ ብሩክ ወንድወሰን፥ ኣብተን ማእከላት…