ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ሃካን ፊዳን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ታዬን ሃካን ፊዳን፥ ኣብ ሶማሊያን ሱዳንን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ካልኦት ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት ምልዛቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሰን ባሕሪ ሶማሊያ፣ ሞቓድሾ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ መጥቃዕቲ…
ቢዝነስ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት መፋርቕ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንዱስትሪታት ዝግበሩ ልምምዳት ሰልጠንቲ ብቑዓት ተወዳደርቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪታት ዝግበሩ ልምምዳት ሰልጠንቲ ብቑዓት ተወዳደርቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣዋጅ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ቴክኒክን ሙያን ስልጠና፣ ትካላት ምርምርን ምትእስሳር ኢንዱስትሪን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ነፈርትን መራኽብ ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣዋፊራ Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክፍፀም ዝኽእል መጥቃዕቲ ኢራን ንምክልኻል ዓሊማ ተወሰኽቲ መራኽብን ነፈርት ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ከምዘዋፈረት ምክልኻል እታ ሃገር ፔንታጎን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ቅትለት መራሒ ሓማስ እስማዒል ሃኒየን ቁልፊ ኣዛዚ ዕጡቕ ጉጅለ ሊባኖስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬሃካን ፊዳን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ጓሓት ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምቕባል ከምዝተዛተዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ዝነበረ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ከምእነረጋግፅ የርእይ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ምርግጋፅ ከምእንኽአል የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ስፓርት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን። ምሸት ካብ ሰዓት 1፡10 ጀሚሩ መፃዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተኻይዱ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተማለአ መሰረተ-ልምዓት ከምዝተሃነፀሎም ኣረጋጊፅና – ቻይናውያን ሰብ ሃፍቲ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዓዘብናዮም መሰረተ ልምዓታት ንኣትራፋይ ኢንቨስትመንት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣባላት ላዕለዋይ ልኡኽ መንገስቲን ቢዝነስን ቻይና ገሊፆም፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ቻይና ዝመፅኡ ልዕሊ 90 ኣባላት እቲ ልኡኽ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዞባዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን ብፍላይ ድማ ኣብ እዋናዊ…