ምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ወሎ ኣብ ታሪካዊትን ፍልፍል ቆናጁን ከተማ ደሴ ንዝገበረልና ዝደመቐ ኣቀባብላ ልዑል ምስጋና ይግበኦ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ …