ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ብምምርማር ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን÷ ኣቲ…