Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ፡ 14  ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 14 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ።…

ኬሚካል ነፀግቲ ኣውሮፕላናት ተወሳኺ ኣገልግሎት ንኽህባ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ሕርሻ ንነፀጋ ኬሚካል ክውዕላ ዝተዓደጋ 5 ኣውሮፕላናት ተወሳኺ ኣገልግሎት ምሃብ ንኽኽእላ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻን ናሽናል ኤርዌይስን ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እተን ኣውሮፕላናት ካብ ዘለወን ልዑል ዓቕሚ ኣብ ዝህልወን ትርፊ እዋን…

ኣብ ከይዲ ህዝቢ ዘቐደመ ስብእና ምቕራፅ ግደ መምህራን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ሙሉእ ሰብ ንክኾኑ ብምግባር ሃገርን ህዝብን ዘቐደመ ስብእና ኣብ ምቕራፅ ግደ መምህራን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ክረምቲ ፍሉይ መርሃ ግብሪ ስልጠና መምህራንን ኣመራርሓ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ሓበራዊ ተረባሕነት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፕሪንሲፓል ሴክሬታሪ ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራን ኬኒያ ኮሪር ሲንጎይ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ከባቢያዊን ዛዕባታት ሓበራዊ ተረባሕነት…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲን ፋይንናስን ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ጥምረት ሰብ ሃፍቲ ብዙሓት ሃገራት ምስ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲን ፋይንናስን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምነዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣይተ ረሻድ ከማልን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ…

ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ወረዳ ወንሾ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ ትሽዓተ ከምዝበፅሕ ሽዱሽተ ሰባት ድማ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ንዞባ ጎፋ ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስርር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ(ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅም ዜጋታት ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን…

መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ኣገልግግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምስ ኣብ ክራማት ዘሎ ዝናብ ተዛሚዱ ኣብ ውሱናት ከባቢታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ዓለም ለኸ ቁፅሪ በረርኡ ናብ 139 ክብ ከምዘበለ ተዛሪቦም።…

እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ደቡባዊ ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። አስራኤል፥ ኣብ ከተማታት ሁዎላ፣ ማርካቢ፣ ኣይታ ኣል ሻብ፣ ኪሃም፣ ሻኸን፣ ያሩን፣ ማይስ ኣል ጀበል፣ ኬፈርኬላን ቦር ኣል ሻማሊን ኢያ እቲ መጥቃዕቲ ፈፂማ። እቲ…