ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ዞባ ማእከላዊ ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ኣብቲ ወረዳ ትማሊ ዝዘነበ ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ ካልኦት…