ኣብ መናእሰይ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ንሰርሕ ኣለና-ሌ/ጀ ፃድቃን ገብረትንሳኤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መናእሰይ ክልል ትግራይ ኣንፃላልዮ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ዘድሃበ መድረክ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን…