ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ን50 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ንመሃብ ዘኽእሎ መርሃ ግብሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ-ግብሪ ዝካየድ “ወለንታዊነት ንጥዕናና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ። ከተማ ጃስፐር ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ኣብ ማእኸል ኮረብታዊ ብሄራዊ ፓርክ ጃስፐር እትርከብ ከተማ ኢያ። እቲ ፓርክን ከተማ ጃስፐርን ኣብ ዓመት…
ስፓርት ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ። ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት…
ጥዕና መበገሲታት፣ ምልክታትን መከላኸሊ መንገዲን ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ወይ ድማ ኮሌራ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪን ኣመጋግባን ዝመፅእ ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘብፅሕን ተመሓላላፊን ሕማም ኢዩ። እቲ ሕማም ብመልክዕ ለበዳ ናይ ምግጣምን ምልባዕን ዕድሉ እውን ዝለዓለ ኢዩ። ምልክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ጉድኣት ዘጋጠሞም ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ በቲ ሓደጋ ስድረኦም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ፅንዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከይዲ ድርድር ኢትዮጵያ ንኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ከይዲ ድርድር ኣባልነት ዓለም ትካል ንግዲ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ብቴክኒክ ከምትደግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ሩሲያ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤኣይዲ) ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሃብታሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ን20 ሺሕ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ክህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 20 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ንመሃብ ከምዝተሰናደአ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብቲ ሆስፒታል ብምርካብ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ አሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣገልግሎት ወለንታ እናሃቡ ንዝነበሩ ዶብ ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ፡፡ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ 80 ወልታውያን መናእሰይ ን20 መዓልቲታት ዝፀንሕ ኣብ 11 ክልላትን…