ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ምስ ምክልኻለወ ድልዉነት ሓደጋ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ኩባንያ ዜጋታት ናብ 8091 ዝደለዩዎ መጠን ገንዘብ ብምልኣኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት…