ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሮዛ ዑመር፥ ኣብ 2016 ዓ.ም ንምፍፃም ካብ ዝተተለሙ ስራሕቲ ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሰላምን ዝተባባዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ተሓቢሩ Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ምክትል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀነራል መለሰ በለጠ ተዛሪቦም። ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መሰረት ብምግባር እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ "መቻል ንኢትዮጵያ" ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ፡፡ እቲ ምንቅስቓስ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 99 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)÷ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮም Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መዓልቲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓለለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ብምርኻብ ኣብ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝቐርቡሉ ዓውደ ምርኢት ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ምትሕብባር ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ስትራቲጂያዊ ጉዳያት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተዛተዩ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቲ ተኸላ ፈልሲ "ኢትዮጵያ ክትተክል ኢያ ወለዶ ከፅንዕ ኢዩ" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ጣሊያን ልዝብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ረሻድ ከማል ኣብ ጣሊያን፣ ሮምን ሚላን ምስ ዝነብሩ ዳያስፖራታትን ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባንያታት ጣሊያንን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ረሻድ ከማል÷ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ-ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብግዕዚይናን ምዝበራ ሃፍቲን ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሃብታሙ ኣበበ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ታምራት ታገሰ (ዶ/ር)ን ይርከቡዎም። ፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወት ገሊፃ Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሓት ምክልኻል ነፈርቲ ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣስታት ፍርቂ እተን ዝዓነዋ ድሮናት ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሩሲያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሮስቶቭ ከምዝተወቕዓ ተገሊፁ። ካብ ዩክሬን መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውሕመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ፃንሒት÷ ኣፈፃፅማ ዘላቂ ሸቶታት ልምዓት 2030 ውሕመን ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት ዝተፈረመ ስምምዕነት…