Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደሴን ወልዲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከተማ ባህርዳር÷ ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ/ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ህዝበ ሙስሊም ኣብ በዓል ዒድ ኣል ኣደሃ/ኣረፋ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ከሕልፎ ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃረር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ከተማን ገፀርን ከተማታት ዝርከቡ ተኸተልቲ እቲ እምነት ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ሃረር…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም  መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…

ማሕበረሰብ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ -ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ ከበል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል…

ዝተፈላለዩ ርእሰ ምምሕዳራት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክለላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ርእሰ ምምሕዳር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ ፈተናን መስዋእትነትን በዓል ኢዩ ኢሎም።…

ኢትዮጵያ ጥንኩር ማክሮ ኢኮኖሚ ሃኒፃ እያ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ዉሽጢ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን መዕባለኣ ደዉ ከየበለት ጥንኩር መሰረት ዝወነነ ማክሮ ኢኮኖሚ ምህናፅ ዝኸኣለት ሃገር ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን…

ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ብሙያ ኣብራርነት፣ መትእንጋድ በረራ፣ ንግዲን ፅገና ነፈርቲን ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና ዓውዲ ኦፕሬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ረታ መላኩ፣ ተተካኢ…

ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢን ከምዝሳለጥ ዘሎ ተሓቢሩ።…