ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሰን ባሕሪ ሶማሊያ፣ ሞቓድሾ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ መጥቃዕቲ…