Fana: At a Speed of Life!

ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፥ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅግጅጋ፣ ጅማን ጋምቤላን ዝተመደቡለን ተፈትተንቲ ምቕባል ምጅማረን ኣፍሊጠን። ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፥ ኣብ ቀዳማይ…

ንኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ውቅብቲ ብምግባር ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ዓሊሞም ዘስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካብ…

ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ተዛዚሙ- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ ከባቢ ሓምለዋይ ናይ ምግባር ፃዕሪ ብግልፂ ከምዝረአ…

ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ…

ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፡- ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ፅጌ ድጉማ፣ ኣትሌት ሃብታም…

ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ካብ ዝመፅ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ንምክያድ ምድላው ይዛዘም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተዛዘመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮሚቴ ስትሪንግ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ 2017 ቀዳማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኩሎም ዓውዲታት ሕርሻ ዘጠቓልሎም ቆፀራ ናሙና…

ሚዛን ንግዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምምሕያሽ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ብራዚል ትልእኾም ፍርያታት መጠን ብምዕባይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሚዛን ንግዲ ንምምሕያሽ ብምውዳድ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል…

ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተኸዘኑ ቅርታታት ተፈቲሖም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህዝብቢ ቅርታ ብምስማዕ ስራሕቲ ኢሚግሬሽን ምትዕርራይ ኣብ ዝደልዩ ጉዳያት ትኹረት ብምግባርን ትካላዊ ለውጢታትን ብምውጋን ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሓት ምምሕያሻት እናተተግበሩ ይርከቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡…

ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ ብሪታኒያ ሌበር ፓርቲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተኻደ ሓፈሻዊ መረፃ ሌበር ፓርቲ ከምዝተዓወተ ተገሊፁ፡፡ ሌበር ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ካብ 650 ወምበራት ብሪታኒያ 411 ወናብር ዝኾኑ ብምርካብ ኢዩ ኣብቲ ሓፈሻዊ መረፃ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብመሰረት እቲ ውፅት÷ መራሒ ሌበር…

ሩሲያን ኢራንን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛኪስታን ኣብ ዝተኻደ ትካል ምትሕብባር ሻንጋይ (ኤስሲኦ) ምስ መራሕቲ ኢራንን ኳታርን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይዶም። እቲ…