ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ ተለጢፉ mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ እናተለጠፈ እንትኾን፤ መረፅቲ እውን እቲ ውፅኢት ይርእይዎ ኣለው። በዚ ድማ ኣብ ከተማ ዲላ፣ ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ሶዶ ከምኡ እውን ግዝያዊ መረፃ ክልል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንማንም ዘይስኮን ምዃኑ ዘርኣየ እዩ – ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ እቲ ክልል mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንማንም ዘይስኮን ምዃኑ ኣርእዩ ኢሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቀሱ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ፡፡ እቲ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ክልል ኣምሓራ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ እናተለጠፉ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ክልል ኣምሓራ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ እናተለጠፉ እንትኾኑ፤ መረፅቲ እውን ውፅኢት ይምልከቱ ኣለዉ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ቡሬ፣ ሃይቅ፣ ከሚሴ፣ ኮምቦልቻን ቻግኒን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ከምዝኾነ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሙሉእ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ከምዝሓበሮ፤ ላዕለዎት ኣራርሓ እቲ ኣገልግሎት 7ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ኣሳታፊን ብዝኾነ መልክዑ ተኻይዱ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዴሞክራሲያዊን ኣሳታፊን ብዝኾነ መልክዑ ተኻይዱ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ፡፡ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከባቢ ቀጨኔ ንህዝቢ ኣገልግሎት ክህብ ብዘኽእል መልክዑ ለሚዑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከባቢ ቀጨኔ ንህዝቢ ኣገልግሎት ክህብ ብዘኽእል መልክዑ ለሚዑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ሎሚ ኣብ ፅባሕ መዓልቲ መረፃ ኣብ ወሰን ሩባ እንጦጦ ቀጨኔ ንኣገልግሎት ዝህብን ብቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ጎማ 2 ከተማ ኣጋሮ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ህዝቢ ብእርይ ቁፅር ወፂኡ ድምፂ ምሃቡ ይፍለጥ፡፡ በዚ…
ስፓርት ቶማስ ፓርቴ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ተኻቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ኣርሰናል ቶማስ ፓርቲ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ክካተት ክኢሉ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2022 ብኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ገበን ፆታዊ መጥቃዕቲ ክሲ ዝቐረቡሉ እቲ ተፃዋታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣማኻሪ ፋና 80 ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ሰብ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ፀኒሑ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ኪዳኔ 23 ግንቦት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ…