ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና- ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።
ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኤክስፖ ሻንጋይ 2024 ዝተዓደማ እተን ሚኒስትር…