ከይዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝለዓለ ብቕዓት ዘኻበቱ ሰብሞያ ንምፍራይ ዘኽአለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሲቪል ይኹን ሃይድሮ ሜካኒካል ስራሕቲ ዝዓዘዘ ብቕዓት ዘኻዕበቱ ሰብ ሞያ ከፍሪ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።
ምክትል መካየዲ ስራሕ ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ ኤፍሬም ወልደኪዳን (ኢ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት…