ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ክሲ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ መጋባእያ ክሲ ተመስሪቱ።
ዓቃቢ ሕጊ ዝተወደቡን ገበን ተሻጋሪ ጉዳያትን ሚኒስቴር ፍትሒ ኣብ መዝገብ ክሲ…