ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰኒ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር)፤ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ብሕጊ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ፌዲሪኢ ጥዑይ፣ ፍትሓዊ፣ ብሕጊን ስርዓትን ዝምራሕ ኢኮኖሚ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዞቦም፡፡ ነቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬኒያ ዘጋጠመ ናዕቢ ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ኬኒያ ዘፅደቖ ናይ ታክስ ሕጊ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ናዕቢን ዕግርግርን ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ፀዊዖም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ሕጊ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ መበል 17 ውድድር ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናይ መወዳእታ ወሰንቲ ፀወታታት ምድብ 5 ን 6 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክግበሩ ኢዮም። በዚ ድማ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ንዝገብርዎ ጉዕዞ ምትሕበባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ንዝገብርዎ ጉዕዞ ምትሕበባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ምስ ሚሲዮናት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴ ፃውዒት ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያንን ሚኒስትር ቱሪዝምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክሳለጥ ዝፀንሐ ክልላዊ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ክሳለጥ ዝፀንሐ ክልላዊ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ፥ ካብ ኮሎም ዞባታትን ወረዳታትን ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ተትሪዝያ ኣሰናቢቶም Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ፃንሒት ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ፓትሪዚያን ኣሰናቢቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተላለያ ወደባት ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ዝርከብ ወደብ ዳመርጆግን ኣብ ዓለም ለኸ ናፃ ንግዲ ዞባ ጅቡቲን ዑደት ኣሳሊጦም። ካብዚ ምተወሳኺ ሓፈሻዊ ዝውውር ፍርያት ወፃኢን ኣታዊን ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ- ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣካቢ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፍልሰትን ተመስገን ጥሩነህ ዓመታዊ መድረኽ ዘተ እቲ ቤት ምኽሪ ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስግግር ሕርሻ ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ኣረኪቡ። እተን ትራክተራት÷ ኣብ ሸዱሽተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ…