Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ክልል ትግራይ መበል ሻምናይ ሓፍሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ክልል ትግራይ መበል ሻምናይ ሓፍሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሜኒሰቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ሓሰን መሓመድ፥  ግደ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ኣገዳሲ ብምዃኑ መንግስቲ ጠመተ ሂቡ ይሰርሐሉ ምህላው…

ሩሲያ ከይዲ ፈተነ ክታበት ካንሰር ትዛዝም ከምዘላ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ሩሲያ ከይዲ ፈተነ ክታበት ካንሰር ይዛዝሙ ከምዘለዉ ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ሚካሂል ሙራሽኮ ኣፍሊጦም። እቲ ክታበት ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ኤፒዲሚዮሎጂን ማይክሮባዮሎጂን ጋማሌያ፣ ማእኸል ካንሰር ብሉኪንን ኢንስቲትዩት ምርምር ሄርሰን…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ኣብፂሖም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ  ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ቀዳማይ…

መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ሓዳሽ ክንገብራ ኢና ኢሎም ነይሮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

መንግስቲ ፈተናታት ብብቕዓት ንምስጋርን ፅባቐ እዛ ሃገር ንምቕያርን ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ኣሻድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረይነትንዝተማልአ ሃገራዊ ሉኡላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፥ ናይ ለውጢ መንግስቲ…

ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሪደር ብህፁፅ ንኣገልግሎት ክፍቲ ንምግባር እንኽእሎ ክንገብር ኢና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሪደር ብህፁፅ ንኣገልግሎት ክፍቲ ንምግባር እንኽእሎ ክንገብር ኢና ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ስራሕቲ ልምዓት…

ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማታት ኣሶሳን ወልቂጤን ህዝባዊ መድረኽ ዘተታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ርእሰ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቦትስዋና ከተማ ማኡን በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቦትስዋና መብፅሒት ቱሪስታት ናብ ዝኾነት ከተማ ማኡን በረራ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ሓላፊ ዘፈር ንግዲ እቲ መገዲ ኣየር ለማ ያዴቻ፣ ኣምባሳደር…

ኢራን ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ኢራን ንፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ዝወዳደሩ ሽዱሽተ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ ወርሒ ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዝወዳደሩ ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሽዱሽተ ሕፁያት ኢዩ ዕላዊ ከምዝገበረ ተገሊፁ ዘሎ፡፡…