ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ተኻኢሉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተኻየደ ምትእትታው መመሓየሺ…