ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ኝስ ጉጅለ ትራንስፖርቲን ኢነርጂን ባንኪ ዓለም ዘቲዮም።
ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ…