ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን መሻርኽታን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዝፈፀምዎ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ሕነ ንምፍዳይ ከምዝኾነ ሓቢሮም። ካብ ለይቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…
ስፓርት መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም። ናብ ማሌዥያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዘምረሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዝነስ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ምቹእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣዲስ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ልዑል ዕድል ፋይናንስ ዝፈጥር ኢዩ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣዲስ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ልዑል ዕድል ፋይናንስ ዝፈጥር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ዝነበሮ ፃንሒት ጠሚቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ወለዶ ንምስጋር ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስክብራ ናብ ወለዶ ንምስጋር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ናይ ፅልኢ ዘረባን ጎንፅ ዝቕስቅስን ምግዋሕ ዝተኸሰሱ ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ መጋባእያ ገበን ሕገ-መንግስትና ህገ መንግስታዊ ጉዳያትን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ኣቃሊሖም-ለገሰ… Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ምቅልሖም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ብዘት ኣብ ኣሜሪካ ነባሪ ብዝኾነ ግዱስ በዓል ሃፍቲ መምህር ሓዱሽ ደብረፅዮን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብታ ከተማ ፈላማይ ኣካዳሚ…