ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዕባለ ሃገር ዘለዎ ወሳኒ ግደ ንምፅዋት ዘኽእሉ ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋረሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣዳሚፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ተገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ሚኒስትር ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ(ፎካክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ይውገን ብዘሎ ተግባራት ምኽባር ሕጊ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዳሎል ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ምዕራብ፣ ቄሌመን ሆሮ ጉድሩን ወለጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ-ሪያድ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 5 ሺሕ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላናት፣ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት በረራ፣ ማእኸላት ትምህርቲን ምርምርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ኣብ ዩንቨርስቲ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ። ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ መስፍን ኣበበ፥ ኣብቲ ሲምፖዚየም ክፍተታት ኣገልግሎት ፖሊሲ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ምርኣይ ዝኽእሉን ጠቐምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ ተኻይዱ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ መበል 1 ሺሕን 445 ተኻይዱ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሳሊጡ። ብሓላፊ ዋና መምርሒ መረዳእታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ብሓላፊ ዋና ኤጀንሲ መረዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕበባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋን ዮንግ÷ ኣብ ፖሊሲ ርክባት ወፃኢ ቻይና፣ እዋናዊ ስርዓት ዓለም ኣብ ርክብ ኢትዮ-ቻይን ጠሚቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና-ም/ቀ ሚ/ር ተመስገን Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
Uncategorized ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ብሪታንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ፎረም ብሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝህልዎ…