Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ ምሸት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መልሲ ፀወታ ፈረንሳዊት ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ)ን ጀርመናት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላት ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣባል ክነሰት ሞሸ ሶሎሞን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ኮሚቴ ምሕዝነት ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም ኣብ…

ኣብ ኦማን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታ ኦማን ዝርከቡ ኢትዮጵያውን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ ኦማን ዝርከቡ 1 ሺሕን 590 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲን ሓሙስን ብዝግበሩ ሽዱሽተ በረራታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ከምዝተሃቀነ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮንጎ ኪንሻሳን ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙኒኬሽንን ኮንጎ ኪንሻሳ ሙሴንጌዚ ኪታሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣቪዬሽን ምስ ኣመራርሓ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ብክልቲአን ሃገራት ኣብ…

ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቁፅሪ በረራ ET 154 ሎሚ ንጎሆ ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዘሉ ዝነበረ እዋን…

ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኣባል ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶብ ተሳገርቲ ሃፍቲታት ማይ ከርሰ…

ብሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኬንያውያን ህፁፅ ሓገዝ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይሮቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሕድሕድ ስድራ ናይ ህፁፅ እዋን ሓገዝ ገንዘብ ከምዘቕርቡ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ሓደጋ ውሕጅ ዝበፅሖም ከባቢታት ዑደት ኣብ ዝገበሩሉ እዋን…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። እቲ ጎስጓስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ንምትካእ፣ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ፍርያታትት ብፅሬትን በዝሒን…

ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ፅርየት ከባቢ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ኣጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ንዝተማልአ ጥዕና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…