ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋና መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ይነሓንሑ ኣለዉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ይነሓንሑ ኣለዉ። ጋና ቀዳማይ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ ሓደ ኩባኒያ ከምእትመርፅ ሚኒስቴር ኢነርጂ እታ ሃገር ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፥ ኢዲኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ብቐፃልነት ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣደም ፋራህ፥ ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ጣቢያ ኣበልቲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1ን 30ን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶፐም ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰባት ብተወሳኺ ሸውዓተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ብተስፋሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኣብ መዓስከራት ኦማን ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ደገፍ ብምግባር ምስ ስድራ ናይ ምፅንባር ስራሕ ይውገን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ብፍሉይ ኮማንዶ ብምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ጅግንነት ዝፈፀሙን ኣብዚ ሐዚ እዋን እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዘሳልጥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘማሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 24 ጉንበት 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዕባለ ሃገር ዘለዎ ወሳኒ ግደ ንምፅዋት ዘኽእሉ ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋረሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣዳሚፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ተገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ሚኒስትር ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ(ፎካክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ገሊፁ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ይውገን ብዘሎ ተግባራት ምኽባር ሕጊ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዳሎል ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ምዕራብ፣ ቄሌመን ሆሮ ጉድሩን ወለጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ-ሪያድ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 5 ሺሕ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላናት፣ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት በረራ፣ ማእኸላት ትምህርቲን ምርምርን…