ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣመሰጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ 20፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኩሎም ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ”ሎሚ መዓልቲ ኣብ…