ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ንኽወሃቦም ተገይሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀረባ ክትትል ብምግባር ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ክወሃቦም ከምዝተገበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ…