እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ኣለዎም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኩሉ ዘፈር እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016…