ህዝቢ ጉራጌ ብዛዕባ ሓድነት ዘምሃረ፣ ሓድነት ሓይሊ ኢዩ ኢሉ ዝኣምን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ጉራጌ ብዛዕባ ሓድነት ዘምሃረ፣ ሓድነት ሓይሊ ኢዩ ኢሉ ዝኣምን፣ ብሓድነትበዝርከብ ፀጋ ብልምዲን ህይወቱን ዝተገንዘበ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ብዙሓት ነበርቲ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ኣብ ክልል…