Fana: At a Speed of Life!

ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ግራቪቲ ግሩፕ ምስ ዝተብሃለ መቐመጢኡ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝገበረ ትካል ንዜጋታት ዕድል ስራሕን ስልጠናን ንምስፋሕ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ዜጋታት ኣብ ዓውዲ ሕትመት ሰልጢኖም…

ኣብ እንግሊዝ ኣብ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ኣፍራዪ ባትሪ ኤሌክትሪክ መኪና ስታርት ኣፕ ዝኾነ ኒዮቦልት ኣብ ውሽጢ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ ቅልጡፍ ዝተብሃለ እቲ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ÷ ኣብ ቀዳማይ ፈተነኡ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ…

ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ዘተ መደረ ዘስምዑ እቶም…

ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ግዮን ሆቴል ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተኻፈለ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ÷…

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድ ሉዊስ ናኒ ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድን ብሄራዊ ጋንታ ፖርቺጋልን ሉዊስ ናኒ ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ብኽብሪ ጋሻ ንምርካብ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ቦርድ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ናኒ ዘጣየሾ ኣካዳሚ ስፖርት ምስ መቻል…

ብመሰረት ዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ መውፅኢ ፈተና ፋርማሲ ዕለተ ቀዳም ዳግም ክወሃብ ኢዩ-ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 14 ክሳብ 19 ሰነ 2016 ዓ.ም ብ244 ፕሮግራማት ኣብ 57 መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ትምህርቶም ክከታተሉ ንዝፀንሑ ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና(Exit Exam) ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ፈተና ን6…

ንሃገር ቦቆል ፍልጠትን መድሓኒትን ጠመተ ምሃብ ይግባእ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቆል ፍልጠትን መድሓኒትን ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኤግዚብሽን ፍሪያትን ኢኖቬሽንን እታዎት ሕክምና ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ተሳሊጡ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣  20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኢነርጂን ካብ 2024 ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ከቲሞም። ኣብቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ኢኖቬቨንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ንምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ  ጀነራል ህዋ ሊዩን…

ወሰን ተሳጋሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታዊያን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወሰን ተሳጋሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታዊያን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመደቡ ካልኣይን ሳልሳይን ዓመት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ምስ ሰራዊት ሰላም እታ ከተማ ብምትሕብባር ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ “ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን” ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ንዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ "ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን" ንምቕራብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ድማ ኣገልግሎት ክፍሊታት ብቴሌብር ንምፍፃም ዘኽአለ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ቴክኖሎጂ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃርን ስራሕቲ…