Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ኮንፈረንስ  ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ  ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ጥዕና ኢትዮጵያን ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ። ሓላፊ  ቢሮ ሓለዋ ጥዕና…

ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደርን ማእኸል መፍረዪ ግላቭ ሜዲካል ኣፎሚ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ልኡኻት ኣብቲ ዑደት፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝህነፅ ዘሎ ማእኸል መውሃቢ ሕክምና ጨረራ ካንሰር ዝበፅሐሉ ብርኪ…

ጥዕና ኲሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን ኬሚካላት…

ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ፎረም፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ መንግስቲ ዘውፅኦም ሕጊታት፣…

እንግሊዝ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ገዲፋቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ከምዝገደፈቶ ኣፍሊጣ። እተን ሃገራት መስ እንግሊዝ ዘለወን ልውውጥ ንግዲ ቀሊልን ምቹእን ንምግባር ዓሊሙ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዝኾነ…

ተወዳዳሪ ዓውዲ ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪን ንኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ልዑል ግደ ዘለዎምን ዓውዲታት ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ስራሕቲ ቢዝነስ ቀረብ ልቓሕ ዘሎ ፅዕንቶ ጠመተ ብምግባር ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…

ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 78 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ክትትል ካብ ዝገብረሎም ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 80 ነጥቢ…

ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ኣብ ቀረባ ዝተሸሙ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን ገሊፆም። ኣብ መንጎ…