ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ ትኹረ አረገበረሎም ጉዳያት Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ኣብ ምትእኽኻብን ምሕንፃፅን ከይዲ ብዙሓት ተግባራት ይውግን፡፡ ካብ መላእ ክፍሊታት እታ ሃገርን ካብ ዳያስፖራ ማሕበረሰብን÷ ግልፂ፣ መካተቲን መሳተፊን ብዝኾነ መልክዑ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት በቢብርኩ ናብ ቤት…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረላ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ የ2024 ሃራዊያን ጋንታታ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ መወዳእታ ፀወታ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብምዃኑ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ብዝመደቦ ልዕሊ 45 ሚልየን ዶላር ኣብ ትግራይ ዝትግበር ፕሮጀክት ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ተወጊኑ Desta Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ብዝመደቦ ልዕሊ 45 ሚልየን ዶላር ኣብ ፈላማይ ርብዒ ዓመት 2017 ዓ/ም ኣብ 14 ወረዳታት ክልል ትግራይ ዝትግበር ፕሮጀክት ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ከም ዝወገነ ቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክውሃብ እዩ Desta Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ ሎሚ መዓልቲ 11 ክሳብ 13 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ኣብ ዕላዊ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፐብሊክ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃንግ ካንግ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፐብሊክ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ፅኑዕ ከልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ ክብል ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቶም ጣቢያታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከመዝትከሉ ዝገለፁ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ውሽጢ 250…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃላ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፍቓድ ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ“ትፅቢት ዝግበረለን መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃሉ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፈቓድ ከምዝተሰረዘ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መዚ ምቁፅፃር ትምህርቲን ፅሬት ስልጠናን ኣፍሊጡ። ፍቓድ ዝተሰረለን ኣቢያተ ትምህርቲ÷ ፖሊሲ ትምህርቲ ብዘይምሕላወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዴኒስ ፍራንሲስ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ፕሬዚዳንት ዴኒስ ፍራንሲስን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያትን ኣብ ሃገራት ቀርኒ…
ቢዝነስ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ በሃይሉ ንጉሴ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ 25 ቅርንጫፋት ልዕሊ 200 ሺሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት በቲኖም Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት እታ ሃገር ከምዝበተንዎ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ፥ ሚኒስትር ካቢኔ ሰራዊት እስራኤል ቤኒ ጋንትዝ ካብ ዝነበሮም ሓላፍነት ምልቃቖም ስዒቡ ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ካቢኔ ሽዱሽተ ኣባላት…