ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ Desta Jul 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ። በቲ ዘጋጠመ ፀገም፥ መገዲ ኣየራት፣ ባንክታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም Desta Jul 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “እትትከል ሃገር፣ ዘፅንዕ ትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ባይቶ፣ ኣባላት እቲ ባይቶ፣ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ምስ ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውዲታት ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ Desta Jul 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ምስ ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውዲታት ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ። ክልቲአን ሃገራት መበል 30 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣኽቢረን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኩሉ ሰብ ተሳታፊ ሓምለዋይ ኣሰር ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Jul 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኩሉ ሰብ ፈልሲ ብምትካል ተሳታፊ ሓምለዋይ ኣሰር ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ደገፍ 86 ነጥቢ 18 ሚሊየን ዶላር ከቲማ Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዩኒሴፍን ፈንዲ ህዝቢ(ዩኤንኤፍፒኤ)ን ስምምዕነት ደገፍ 86 ነጥቢ 18 ሚሊየን ዶላር ከቲማ። ኣብቲ ስምምዕነት ደገፍ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ምክትል ተወካሊ ዩኒሴፍ ሪኮ ካጎሺማን ምክትል ተወካሊ ዩኤንኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ልምዓት ደርሁ ትግራይ መዋእለ ንወዮም ዘዋፍሩሉ ዕድል ንክፍጠር ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሃገርለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ በዕሊ ከፊቶም። ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፥ እቲ ሃገርለኸ ኤክስፖ ቁጠባ እቲ ክልል ኣብ ምዕባይ ክንጥቀመሉ ይግባእ ኢሎም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ዘቲየን Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዘቲየን። ብሚሼል ማርቲን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ ይዝከር።…
ቢዝነስ ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርግስያ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና-ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና ኣለና ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጤፌ መሓመድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ያብባል ኣዲስ - ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት ወ/ሮ ቅድስት ወልደ ጊዮርጊስ - ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ወ/ሮ ይመኙሻል ታደሰ -…