ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት መረዳእታ ጥዕና ምጅማር ይግባእ-ዶክተር ኣማንኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ምጥንኻር መባእታዊ ክንክን ጥዕናን ስነ ተዋልዶን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሳሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማንኤል ሃይለኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ…