ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት ውስጥ ክዛዘም ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት አንድ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝግበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና…