ቢዝነስ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ስራሕቲ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ንምድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎዉ 12 ተፋሰሳት ንልምዓት ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣብ ዘለዎም ዝተወሰኑ ተፋሰሳት ብዝተዋደደ መገዲ ንምልማዕ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “ዓድዋ ንዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ህንፀት ሃገራ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ናይ ዝቐነየ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ንኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሚኒስትራትን ኣብ ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ ኢሉ። ኣብ ከባቢ ባህርዳር ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊታት ፀፅታ እቲ ክልልን ብሓባር ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድ መረፃን ዝፍፀመሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድን መረፃ ዝካየደሉ ኣፈፃፅማ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ከምዝኾነ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ 6 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ተረፍን ዳግምን መረፃ ከምዝካየድ እቲ ቦርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንመፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ን መፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ኮሚሽነር ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ) ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ስፓርት ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ትካል ተራድኦ ጀርመንን ኣብ ፕሮጀክት ኢንቨስትመንትን ቢዝነስን ዘሰናደአዎ ኮንፈረንስ ዲጂታል…