ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥ ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ። ፍልፍል፦ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፥ ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል 25 መዓልቲ ናይል…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነነ ተገሊፁ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዝርከቡ 19 ሼዳት ፍሪያት ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነኑ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ መድረኽ ዓውደ መፅናዕቲ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኖቲንግሃም እንግሊዝ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣም ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈቶ ስርዓታትቨ ምምሕዳር መንግስቲ ብሓደ ገፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርቲ ብልፅግና ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) ገሊፀን። ሰላም ኢትዮጵያ ክሕሊ ኢየ ንደቀይ እውን “ምንዳ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለምዶ(/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ ሰለስቲኦም ክልላት ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ንግዲ፣ ማሕበራት ነጋዶን ውልቀ ዓውድታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል ብርእሰ ምምሕዳር ኣርዲን በድሪ ቀሪቡ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ፥ 106 ካፒታል…