Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ በምትሕብባር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ቶፕ ተፈጥራዊ መዳበርያን ፀረ ባልዕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን(ዩ…

ኣብ ስፔን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ኣብ ክልተ አፓርታማታት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እንትሓልፍ 15 ሰባት ድማ ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ካምፓናር ኣብ ዝበሃል…

ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ብማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ከምዝተሓረየት ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካዶ ጉባኤ ኢዩ…

ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…

መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ…

ፖሊስ ፌዴራል 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 15፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ፖሊስ ፌዴራል ንሓታቲ ኣካል ምርመራታት ፎረንሲክ ብምግባር ንምርግጋፅ ፍትሒ ርኡይ ግደ ከምዝተፃወተ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ…

ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንስቲትዩት ፍትሒን ሕጊን ፌደራል ዝተሰናደአ ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነትን ትሕዝቶን ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣበባ እምቢኣለ፣ ዋና…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ። ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራንን ኣመራርሓን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን…

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ተወካሊ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ባሕሪ ሬር ኣድሚራል ናስር ኣባድጋ፥ ንሓይሊታት ፀረ ሰላም ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ክብሪ ሃገር…

መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ሓላፊ ቢሮ ባህል ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ኣፅብሃ ገብረእግዛብሄር(ዶ/ ር) ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ብዓል…